ክልተኦም ወገናት ምሉእ ብምሉእ ተዅሲ ደው ኣቢሎም ዘይፈልጡ እኳ እንተዀኑ፡ ኣብ መፋርቕ ሰነ ሰነድ ምርድዳእ ድሕሪ ምፍራሞም፡ ብዘይተለምደ መንገዲ መጥቃዕትታት ክካየድ ጸኒሑ እዩ። ዋሽንግተንን ...
ወለዳ፡ ሕማቕ ዕድል ኣብ ዘለዎ መዓልቲ ከም ዝተወልደት ይኣምኑ ስለ ዝነበሩ፡ ህይወታ ወትሩ ብቓንዛን ሕማቕ ዕድልን ከይጽልምት ብምስጋእ፡ ንዓኣ ንምክልኻል ዝከኣሎም ኵሉ ገይሮም እዮም፤ ብብሩር ...
"እታ ነፋሪት ክትወድቕ ትወርድ ከም ዘላ ኢና ሓሲብና። እቲ ኣየር ከቢድ ነይሩ፤ ከነተነፍስ ከም ዘይንኽእል ተሰሚዑና። እቲ ዝተጐድአ ሰብ ይደሚ ነይሩ፣ ንብዙሕ ግዜ ድማ ሃለዋቱ ይስሕት ነይሩ። እዚ ...
ምኒስተር ድልውነት ሓደጋን ስደተኛታትን ኡጋንዳ፡ ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሃገሩ ከም ዘተሓሳሰቦ ብምግላጽ፡ ኣብዚ ጉዳይ ኣመልኪቱ ድማ ጠንቂ ንምፍላጥ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ክዘራረብ ምዃኑ ...
ንመብዛሕትና፡ ኣብ እዋን ድቃስ ኮምፒዩተራት ሓሳባት ብቐጥታ ናብ ሓንጎልና ክሰርጹ ምግባር ዝብል ሓሳብ ቅሩብ ቅሳነት ዝህብ ኣይኮነን። ኣብ እዋን ድቃስ ብእዝንና ዝንገሩና ቃላት፡ ካብ ሓደ ዝደቀሰ ...
"ዘይርጕእ ፖሊሲታት፡ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክሰፍን ንዝግባእ ዘላቒ ሰላምን ምርግጋእን ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ኰይኑ ኣሎ፡" ኢሉ። እቲ ምኒስተር፡ እቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ኣብዚ ናይ ልዕሊ ክልተ ዓመታት ...
ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ግብጺ (ፈርዖናውያን)፡ ኣብ ዋንጫ ዓለም ኣንጻር ሻምፒዮና ዓለም ኣርጀንቲና ኣብ ዘካየደቶ ናይ ርብዒ ፍጻመ ግጥም፡ ልዕሊ ክልተ ሸቶታት መሪሓ ከላ፡ ኣብ መወዳእታ ደቓይቕ ...
ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ቀፅሪ ቤትክርስትያንን ቤት ትምህርትን ዝተኻየዱ ፍፃመታት ግፋ ዘርእዩ ቪድዮታትን ምስልታትን፡ ህዝባዊ ቍጥዐ ፈጢሩ'ሎ። ንምዃኑ ብዛዕባ እቲ ፍፃመ ዛጊድ እንታይ ንፈልጥ?
እቶም ኣብ ሱዳን ዝንቀሳቐሱ ዕጡቓት ዳዕመ-ሰሪዕ፡ ዝሓለፈ ዓመት ንኸተማ ኤል-ፋሸር ንምቍጽጻር ኣብ ዘካየዱዎ ወፍሪ፡ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነትን ምጽናት ዓሌትን ከም ዝፈጸሙ ሓደ ጸብጻብ ትካል ...
End of ብብዝሒ ዝተነበ ...
End of ብብዝሒ ዝተነበ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ሀይቲን ሶርያን ተመሳሳሊ ጉዳይ ዝምልከት ዝነበረ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣመሪካ ግን፡ ኣብያተ ፍርዲ ንውሳነ ምምሕዳር ትራምፕ ክዓግቱ ከምዘይክእሉ ...
ምምሕዳር ኣመሪካ ተሪር መጠንቀቕታ ብምውጻእ፡ ኵሎም ነቲ ተነቃፊ ዝዀነ መስርሕ ሰላም ይዕንቅፉ ኣለዉ ዝበሎም ሰበስልጣን ህወሓት፡ ካብ ኣካይዳኦም ተቘጢቦም ብህጹጽ ናብ ጠረጴዛ ዘተ ክምለሱ ክጽውዕ ...
Some results have been hidden because they may be inaccessible to you
Show inaccessible results